ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ገዛኢ ፓርቲ ፖለቲካዊ ምሕደራ ጠቕሊሉ ዓጺዩዎ`ዩ ኢሎም 9ተ ተቓወምቲ ፓርትታት


ፖሊስ ያሠራቸውን የሰማያዊ ፓርቲ አባላት ችሎት ፊት አቅርቧል
ፖሊስ ያሠራቸውን የሰማያዊ ፓርቲ አባላት ችሎት ፊት አቅርቧል

9ተ ፓርትታት ተቓውሞ ኢትዮጵያ ሓደ ጥምረት መስሪቶም ኣለዉ- ኮንሰርቲየም ፓርትታት ተቓወምቲ ኢትዮጵያ ዝብል ሽም ዝሓዘ`ዩ።

እቲ ብኣቦ መንበርነት ሰማያዊ ፓርቲ ዝምራሕ ጥምረት ነቲ ዝቕጽል ምርጫ ብሓባር ንምቅላስ ኢና ሓደ ጥምረት መስሪትና ይብል።

ዝቕጽል ሃገራዊ ምርጫ ኢትዮጵያ፡ ዝመጽእ ከባቢ ክፍላ ግንቦት ክካየድ`ዩ ዝብል ትጽቢት ኣሎ።

XS
SM
MD
LG