ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ምስ ኣይዳ ሮቤል ኪዳነ ካብ ሽወደን


Shirkii Lund oo Beri Bilaabanaya
Shirkii Lund oo Beri Bilaabanaya

አይዳ ሮቤል ኪዳነ 20 ዓመት ዝዕድሚኣ ነባሪት ሽወደን ንመንእሰያት መተባብዒ መደረ ኣብ ምሃብ ትርከብ፡። ተማሃሪት ዩኒቨርስት ዝኾነት ኣይዳ ሮቤል ዛጊድ ተወሊዳ ዝዓበየትሉ ሃገር ሽወደን ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብምኻድ ኾነ ብቪድዮ ኮንፈረንስ ብምግባር ካብ ዕስራ ክሳብ ዕስራን ሓሙሽተን ዓመት ዕድመ ንዘለዎም መንእሰያት ዘተባብዕ መደረ ትህብ።

ምስ ኣይዳ ንዝተገብረ ቃውለ-መጠይቅ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

Aida-Robiel-Kidane
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:26 0:00
መራገፊ

XS
SM
MD
LG